Eritrean and Ethiopian old and modern Tigrinya Sayings and Proverbs. ምስላታት ጥቕስታት
ፖስት ካርድ ካብ ልዕሊ 500 ምስላታትን ጥቕስታትን ብምምራጽ ክትሰርሕ ትኽእልፖስት ካርድ ካብቲ አዛ ኣፕ ዘዳለወቶ ገጻት ትሰርሕፖስት ካርድ ካብ ናትካ ሰእልታት ናይ ሞባይልካ ትሰርሕፖስት ካርድ ብቐጥታ ፎቶ ብምውሳድ ጥቕስታት ሓዊስካ ትሰርሕዝሰራሕካዮ ፖስት ካርድ ኣብ ሞባይል ምስ ሰእልታት ትዕቕብሕብሪን ግዝፊን ናይ ምስላታት ንፖስት ካርድ ከምዝሰማማዕ ጌርካ ተማሓይሽEritrean and Ethiopian old and modern Tigrinya Sayings and Proverbs. ምስላታትThe App randomly scrolls through collection of over 500 Proverbs and Sayings. You can as well click Next to scroll to the next Proverb.አዛ ኣፕ አኩብ ናይ ትግርኛ ምስላታትን ጥቕስታትን ከምኡ ውን ብሂላትን ዝሓዘለት ኮይና፡ ተጠቐምቲ ብቐሊል ክጥቐሙላን ክምሃሩላን ይኽአሉ።Bug fixes